ቤት ፅሕፈት ል/ክ/ን/ ኢንዱስትሪ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ንዝትፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀመሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ • ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት • ናይ ሓይሊ መብራህቲ መሳርሒ ኣቅሑት

1 በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ቫት ተመዝገብትን ናይ ወርሒ ነሐሰ ዲክለር ዝገብርኩምን

2 ተጫረቲ ዘመልእዎ ዋጋ ምስ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

3 መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት ከም ዝስዕብ ይከዉን

4 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብር 3000 ንኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት ብር 3000 ንናይ ሓይሊ መብራህቲ ኣቅሑት 5000 ብስፒኦ መልክዕ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ንኩለን ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 16 /01/2012 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 04/02/2012 ዓም ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 50 ብር ናይ ዶክሜንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ል/ክ/ን/ኢንዱስትሪን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃ/ሳላም ካብ ከይዲ ስራሕ ምእካብን ምዉሳንን ግብሪ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም

6 ናይ ሕድሕድ ደኩመንት ኦርጅናል ኮፒን ብክልተ ፖስታ ብሽምዒ ተዓሺጉ ክቅርብ ዝክእል ፕሮፎርማንስ  በንድ መክበሪ አፈፃፅማ ስራሕ 10 ሚእታዊ ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰዓርቲ ሰዓራይነቶም ምስ ተገለፀሎም ሽዑ ንሽዑ ዉዕሊ ዝኣስሩን ኣብ ዉሽጢ ሓጺር መዓልቲታት እቲ ንብረት ብዝቀረበ ስፐስፊኬሽን መሰረት አጎዓዓዞም ናብ መክዚን ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ ወይድማ ዉዕሊ ኣሲሮም ግልጋሎት ምሃብ ዝጅምሩ

8 እቲ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/ክ/ን/ኢንዱስትሪን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃ/ሳላም ቢሮ ቁፀሪ 04 ዕለት 05/02/2012 ልክዕ ሰዓት 330 ተዓፀዩ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 400 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/ክ/ን/ኢንዱስትሪን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃ/ሳላም ይክፈት

9 ምስቲ መምልኢ ዋጋ ዝወሰድዎ ስሩዕ ሰነድ ጨረታ ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እነተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን

10 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከበ ተጫራቲ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናየ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ  መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን

11 ቤት ሕፈትና ዝሐሻ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0343390580 / 0343390544

መመለስ
የጨረታ ምድብ