ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ ዉ/ኪነት ቢል ቦርድ ኣብ ከተማ መቀለ¸ንምትካል ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 09:00 ከሰአት
  • ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሮክቶሬት ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 317 ብምቅራብ ካብ ዕለት 12/1/2012 ክሳብ 14/1/2012 ክዉሰድ ይክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 14/11/2011 ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:00 ድሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ቢሮ ነቲ ፕሮፎርማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714

መመለስ
የጨረታ ምድብ