ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ሰርቪስን ናይ ኢድ ሰብ ሞያ ፅገናን ሰርቪስን ንምክያድ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 08:30 ከሰአት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 ፕሮፎርማ ካብ ዝዕደለሉ ዕለት 12/1/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 14/1/2012 ዓ/ም 8:00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና   ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 09 14 59 11 08 09 48 53 62 08 ይደዉሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ