ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ nዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሕርሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንናይ RIP ፕሮጀክት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 04:30 ጥዋት
  • ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/
  • Print
  • Pdf

ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቲን ናምበርን ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/01/2012ዓ/ም ክሳብ 16/01/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/12012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ