ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓለዋ ዋርድያ ግልጋሎትን ናይ መካይን ፅገና ጋራጅን ንናይ ዉልቀ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 03:15 ጥዋት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/ ስራሕቲ ሓለዋ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤ ናይ 2011ዓ/ም ቫት ዲክሊሬሽን ዘቅርቡ ናይ ሕድሕድ ዶክሜንት

2 ዝተዳለወ ስፔስፌክሽን ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 12/01/2012 ክሳብ ዕለት 03/02/2012 ሰዓት 3፡00 ኣብዘሎ ግዜ ምዉሳድ የካኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 10000 ከትሕዙ ዝክእሉ

4 አዚ ጨረታ ዕለት 03/02/2012 ቸዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡15 ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እየ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344403656ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ