ናይ እንዳመኾኒ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ መደበኛ በጀት ዓመት ብፐሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 12, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 05:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 03:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ተጫራታይ ሽም ፣ ፌርማ ፣ ማህተም ፣ ኣድራሻ ክትገብሩ ይግባእ

2 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሃደሰ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእል

3 ናይ 2011ዓ/ም መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 14/01/2012ሰዓት 5፡30 ተዓፅዩ 15/01/2012 ሰዓት 3፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 04 19 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ