ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 12, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 03:00 ጥዋት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል፣ መፍለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቕርብ ዝክእል

3 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘቕርቡ

4 ተወዳደርቲ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ዋጋ መሊኢኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 08/1/2012 ዓ.ም ክሳብ 12/1/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ዝርከብ ሰናየ ዘበን ህንፃ 2ይ ደብሪ ከተቕርቡ ትኽእሉ

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 13/01/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ናይ ንጉሆ

5 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ወይ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 00 09 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ