ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊበዚ መሰረት ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ዋጋ መቕረቢኩም /ፕሮፎርማ/ ክሳብ ዕለት 12/1/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናበ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ከተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 12, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መስከረም 12, 2012 08:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግድን ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቴፊኬት

2 ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ቫት ሰርትፊኬት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክለር ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ክተቕርቡ ግድን ይኸዉን

3 ዋጋ ዝቐርበሉ ኣቅሓ ሰዓራይ ዝኮነ እቲ ኣቅሓ አብ 10 መዓልቲ ከቕርብ ከምዝግባእ ብንፁር ምፍላጥ የድሊ

4 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ ጨረታ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 12/1/2012 ሰዓት 8፡30ይክፈት

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46 / 03 44 40 36 63 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ