ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን ንቢሪኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኮድ 4 00112 ትግ ሞዴል 105 ናይ መኪና ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክወዳድር ስለ ዝደለየእቲ ዝርዝር ከም ዝስዕብ ይከዉን
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 04:32 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/12ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 06/01/2012ዓ/ም ክሳብ 08/01/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/01/2012ዓ/ም 4፡30 ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ