ኣብ ክፈለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ናይ መኪና ስፔር ፓርት አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 9/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡30

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅርን መረዳእታን ከቕቡ ኣሎዎም

4ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን

5 ፕሮፎርማ ዕለት 09/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9፡30 ይክፈት

6ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ