ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነታት መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ሞተር ዘይትን ግሪስን ብሎት ብምምዳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ስለዚ ዝስዕቡ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
  2. መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን
  3. ኣብ ናይ መንግስት  ግዚኢት ምስታፍ ዝተዉሃቦ ዝትሓደሰ ሕጋዊ መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን
  4. ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን መረዳእታ ዘቅርብን
  5. ናይ ወርሒ ነሓሰ 2007 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ
  6. መክበሪ ጨረታ ንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና 5000 ቅርሺ ንሞተር ዘይትን ግሪስን 2000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  7. ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ክፍሊ ቁፅሪ 1 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  8. ጨረታ 3 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 3 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 00 ይክፈት
  9. ተወዳደርቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማን ብዝምልከቶ ኣካል ክዓርፎ ኣለዎ

መተሓሳሰቢ

ንሕድሕድ ሎት ንናይ ባዕሉ መክበሪ ጨረታ ክተትሕዙ ይግባእ

ብተወሳኪ ዓቀን ዝግዝእ ኣቅሓ ከምኣድላይነቱ ክሳብ 20 ሚኢታዊ ናይ ምቅናስን ናይ ምዉሳክን መሰል ኣለዎ

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0344480183 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s