ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ክራይ ዝኸውን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 02:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 03:00 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
  • Print
  • Pdf

ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ክሳብ 09/01/2012ዓ/ም

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 09/01/2012ዓ/ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ሰዓት 3:00 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ