ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2012ዓ/ም 1ይ መንፈቅ ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ናይ መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 09:15 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዓዉደ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ ከፋላይ ከምኡዉን ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት መቕረባይነት ከቅርብ ዝክእል

2 ካብ ትካልና ደጋፊ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ካብ ዕለት 05/01/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/01/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ፕሮፎርማ ከምትወስዱ ከምትክእሉ ብምፍላጥ ሳንዱቕ ጨረታ ዕለት 07/01/2012ዓ/ም ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ ኣብ ዘለዉሉ ሰዓት 9፡00 ብምዕፃዉ ልክዕ ሰዓት 9፡15 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0333101421 ደዊልኩም ክትሓቱ ትኽእሉ  ምድዋል ይከኣል፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ