ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 03:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብረ ከፍልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

1 ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቅረባይ እንተሸኒፉ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ

2 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 06/ 1 /2012ዓም ዝፀንሐ ኮይኑ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3: 00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ 06/ 01 /2012 ሰዓት 3: 00 ኣብ ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ