ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 25, 2008 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 06:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት
 

No

Description

Unit measured

Qty

1

Cash Receipt Voucher

Pad

5000
2

Purchase requisition

Pad

100

3

Pety Cash payment coucher

Pad

100

4

አታዊ መረጋገፂ ሰነድ

Pad

100

   አወዳዲሩ ብሳምፕል መሰረት ክተሐትም ትደሊ በዚ መሰረት

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
2 ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
3 ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
4 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
5 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንኤሌክትሮኒክስ  5000 / ብር ሓሙሽተ ሽሕ/ ንፈርኒቸር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
6 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 20.00 (ብር ዕሰራ) ብር  ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400  ክወስዱይኽእሉ::
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 24 ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም ክሳብ ሕዳር 9 /2008 ዓ/ም ስዓት  8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
8 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
9 እቲ ጨረታ ሕዳር 9 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ  415  ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
10  ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ሓቲሙ ከረክብ ዝኽእል:;
11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
12 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ  03 44 40 99 23  ምድዋልይከአልእዩ:;
                       ፓሳቁ 469 መቐለ

መመለስ
የጨረታ ምድብ