መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 ስራሕቲ ሕትመት 5 ኣቁሑት ፅሬት 6 ኣቁሑት ቢሮ 7 ደንቢ ክዳን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2011ዓ/ም  ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ናይ 2012 ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን መቅረባይነት  ምስክር ካርዲ ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል

4 ፍቃድ ንግዲ ዋናን ሓደ ቅዳሕን በበይኖም ተዓሺጎም ክቀርቡ ኣለዎም

5 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ዝተኣገደ ዝኮነ ይኩን ተጨረታይ ምስታፍ ኣይካኣልን

6 ንነፍሰ ወከፍ ሰነድ ዘይምለስ 30፡00 ቅርሺ  ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ ነፍሰ ወከፍ ሰነድ ጨረታ ሽም ኣድራሻ ፌርማን ማህተምን ክህለዎ ይግባእ

7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዐሉ መዓልቲ 46 መዓልትታት እዩ

8 መኸበሪ ጨረታ ነፍሰ ወከፍ 2000.00 ብር

9 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 04/13/2011 ክሳብ ዕለት 08/01/2011 ዝፀንሕ ኮይኑ ዘይምለስ 30፡00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 27 ምዉሳድ ትክእሉ

11 ሰነድ ጨረታ ዕለት09/01/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 32 05 07 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s