ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ 6, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ 6, 2011 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1  ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሴርትፊኬት ዘቕርብ

4 ፕሮፎርማ ካብ 04/13/2011ዓ/ም ክሳብ 06/13/2011 ዓ/ም  ሰዓት በዚ ተመሳሳሊ ዕለት 06/13/2011 ሰዓት 9፡30 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ሓፂር  መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ