ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሓ . ዝተ. ዉ ማሕበር ኣብ 2011 ዓም ካኣብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኣቁሑ ፅዕነት አገልግሎት ንምርካብ ብጨረታ አወዳዲሩ ንዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ 6, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:በብዓይነት መኪንኡ ዝተፈላለ እዩ
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ 6, 2011 04:02 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
  • Print
  • Pdf
  • · 90 ኩ/ል ክፅዕን ዝክእል መኪና (FSR)
  • · 60 ኩንታል ክፅዕን ዝክእል መኪና (ISUZU)
  • · 400 ኩ/ል ክፅዕን ዝክእል መኪና ( ተስሓቢ )
  • · በዓል 20 ፊት ኮንቲነር ክፅዕን ዝክእል
  • · በዓል 40 ፊት ኮንቲነር ክፅዕን ዝክእል መኪና

ተቁ

ክፀዓነሉ ዝተደለየ ቦታ

መዐቀኒ

ንሐደ ኩንታል ዋጋ

(FSR)

ንሐደ ኩንታል ዋጋ (ISUZU)

ንሐደ ኩንታል ዋጋ

 ( ተስሓቢ )

ንሐደ ኩንታል ዋጋ

ኮንቲነር 20 ፊት

ንሐደ ኩንታል ዋጋ

ኮንቲነር 40 ፊት

1

ካብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ ናብ ኣዲስ ኣበባ

ኩ/ል

2

ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ

ኩ/ል

3

ካብ ደረቅ  ወደብ መቀለ ናብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ

ኪንቲነር

 ናይ ጨረታ መከበሪ 

1 ንኤፍኤስኣር 5000 ቅርሺ  :  ንኣይሱዙ 3000 ቅርሺ  : ንተስሓቢ 10, 000 ቅርሺ   :  ንበዓል 40 ን 20 ኮኒቲነር 10,000 ቅርሺ ድሕሪ ጨረታ ዝምለስ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ስፒኦ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ እዋን ከትሕዝ ዝክእል

2 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉሽጢ ይከዉን

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 28/ 12/ 2011 ዓም ክሳብ 06/13 /2011 ዓም ቦታ ኣብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 06/13 /2011 ዓም ቦታ ኣብ ዋና ፋብሪካ ዉቅሮ 400 ናይ ንጉሆ ይክፈት

4 ድርጅትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መብቱ ሕልዉ እዩ

ዝርዝር ሐበሬታ ኣብቲ ሰነድ ይርኣዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ