ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንዘለዎና 6 መኪናታት ማለት ዓይነታት ንዓመት ሙሉእ ን 2012 ዓ/ም ዘለዉ ጋራጃት ደረጃ 4ተ ልዕሊኡን ልዕሊኡን ግልጋሎት ፅገና ሰርቪስ ዝገበሩ ኣብ ሕጋዉያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቃሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጳጉሜን 5, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጳጉሜን 5, 2011 03:30 ጥዋት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

ዝስዕቡ ረቃሕታት ከተማልኡ ይግባእ

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅሪ ሰርትፊኬት ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

3 ደረጃ 4ተን ወይም ልዕሊኡ ብቅዓት መረጋገፂ ኮፒ ዘቅርብን

ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30 /12/ 2011 ዓም ክሳብ 04 /13 /2011 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

ፕሮፎርማ ዕለት 05/ 13/ 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

መመለስ
የጨረታ ምድብ