ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንደ/ከ/ስዝ/ ርክብ ህዝቢ ግልጋሎት ዝዉዕል መፅሓፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 09:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 10:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ

2 ሕጋዊ  ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎም

3 ናይ ግበሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክኸፍሉ ዘክእሉ

5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል

6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሺጢ 30  ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ክሳብ 01/13/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ክተቅርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ

7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/13/2011ሰዓት 10፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፀሪ 03 44 41 52 91 ደዊልኩም ምሕታት ይከእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ