ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ንምጉዕዓዝ /ንምምልላስ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 03:40 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ / ዕድጊት ኸቢደ መሺን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሰኩም ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ካርድ ቲን ዝተመዘገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

3 ኣብ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 4000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሽም ማእኸልና ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ጨረታ ሰነድ ካብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ቢሮ ቁጽሪ 04 ብር 30.00 ጥራሕ ከፊሎም አዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉዕለት 28/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ተከታታሊ መዓልቲ ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ነፃላ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብምዕሻግ ናይ ትካሎም ማህተም ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይግበሩ

6 ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስ ቢሮ ቁፀሪ 07 ይኸዉን

7 ጨረታ ዕለት 06/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ታዓሺጉ በቲ ዕለት 3፡40 ቅድሚ ቀትሪ ዝክፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዉሉን ዘየለዉሉን ይክፈት

8 ናይ ማይን ካልኦት ወፃእታትን ብተጫራታይ ይሽፈን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 00 58 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s