ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራት ዕደጋ ልምዓት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 01/13/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 01/13/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

2 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬትን ናይ መቅራባይነትን መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ክተቕርቡ ይግባእ

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 29 65 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ