ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ን መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 08:45 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ምልክታ ፕሮፎርማ ዝምልከት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ቲን ቑፅሪ ዘለዎ ምካኑ ብግልፂ ዘንብብ መረዳአታ ከቅርብ ይግባእ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/12/2011 ሰዓት 8፡00 ኣብ ቢሮ ትመህርቲ 1ይ ደብሪ ዕደጋ ክፍሊ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ  ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዕለት 01/13/ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ተዓሺጉ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

4 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ . 03 44 40 34 77 /03 44 40 82 99

መመለስ
የጨረታ ምድብ