ቢሮ ሳይንስ ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ያሪስ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኵም ንሕብር
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 11:25 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 11:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

2 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክአል

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ ቲን ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ዝኽእል

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም ክሳብ 29/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ  ትኽእሉ

6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ