ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይተሽከርከር መኪናን ሞተርን ሳይክልን መፈተኒ ተሽከርከርቲ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ኮይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 09:00 ከሰአት
  • ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ ፡ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ

3 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

4 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተመን፣ ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ካበ ዕለት 23/12/2011 ክሳብ 28/12/2011 ሰዓት 9፡00 ክትቀርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 28/12/2011 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይክፈት

6 ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከም ዝኮነ ንሕብር

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 65 70 ሓድሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ትግራይ

መመለስ
የጨረታ ምድብ