ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ፤

2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት ክተቕርቡ እትክእሉ::

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ Tin : VAT ሰርቲፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::

6 ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ዳይሬክተራት ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 59 ምዉሳድ ይካኣል ካብ 23/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 27/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

12 ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342 40 01 29 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ