ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅበቃን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሎደር ክራይ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 03:00 ጥዋት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ ሰዓት

1

ሎደር ክራይ

 ጓሓፍ ንምጉሓፍ

ነዳዲ ካብ ባዕሉ

ናይ ሽፌር ይኩን ናይ ሰራሕተኛ ኣበል ዝኮነ ይኩን ወፃኢ ካብ ባዕሉ

ቦታ ዓዲ ቆሎሞይ ላንድ ፊል እንዳጓሓፍ

ሰዓት

70

1 ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ

2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 22/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/12/2011ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/12/2011 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

4. ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ

5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ