ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እስተሽነሪ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 09:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ተቁ

ዓይነት ንብረት

Model

መለክዒ

በዝሒ

1

EZ master

EZ201 RISO MASTER

ቁፅሪ

20

2

CZ master

RISO MASTER CZ type 10/A$-Z

ቁፅሪ

20

3

CZ ink

ቁፅሪ

50

4

EZ ink

 EZ 201 RISO ቐለም

ቁፅሪ

50

1 ናይ ተወዳደርቲ ሕጋዊ ማህተምን ክህልዎ አለዎ

2 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

3 እዚ ጨረታ ከም ሕጋዊ ተቆፃሪ ናይ ሕጊ ተጠያቂነቱ አለዎ

4 መከበሪ ጨረታ  5% ስፒኦ  ዘትሕዝ

5 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 20/12/2011 ዓም ክሳብ 30/ 12 /2011 ዓም መዓልቲ ጥራሕ እዩ

6 እቲ ዝቀረበ ዋጋ ምስ ቫቱ በዘይ ቫቱን ምካኑ ክንፀር አለዎ

7  ጨረታ ዕለት 30/ 12 /2011 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ተጫረትን ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኩን እቲ ጨረታ ይክፈት

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ