ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2011 04:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ብዘርፉ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

3 ናይ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ።

7 ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 21/12/2011 ክሳብ ዕለት 24/12/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይከዉን

8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ