ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ዳሽቦርድ ቅብኣት | ቁፅሪ | 10 | |
2 | ሽቶ ኤለጋት ተቀማጢ | ቁፅሪ | 3 | |
3 | ሽቶ ረያል መርጅ ተነፋሒ | ቁፅሪ | 10 |
1 ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ
2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ሰነድ ከቅርብ ዝክእል
3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 21/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/12/2011ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24/12/2011 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
4. ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ
5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል
መመለስ