ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላላያ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 11:25 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 11:26 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም

2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 21/12/2011ዓ/ም ክሳብ 23/12/2011ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ