ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ትግ 4-01703 ሞዴል HZJ 79l Kun25L Hiloxs 4.01746 KUN25Lትግ ሞዴል Hiloxs ናይ መኪና ኣቅሓ ንመግዝኢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/12ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

 2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 20/12/2011ዓ/ም ክሳብ 22/12/2011ዓ/ም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ