ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 09:10 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

- ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 20/12/2011ዓ/ም ክሳብ 22/12/2011ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ  ዝዕፀወሉ ዕለት 22/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ፡፡

3 እዚ ፕሮፎርማ  ዝክፈተሉ ዕለት 22/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ፡፡

ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ 1/block  ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37/03 44 40 01 58  ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ