ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/ልምዓት ፣ ህንፃ ሹም ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብፕፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 03:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ

2ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 20/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/12/2011ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 23/12/2011 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

4. ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ

5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ