ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨዉ ብዕለት ዝተሓተተ ንማእከል መሰልጠኒኣትሌትክስ ማይ ጨዉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝኮዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንግዲ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 10:02 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ዶክሜንት ብፖስታ ብምእሻግ ካብ 20/12/2011 ክሳብ 22/12/2011 ከቅርብ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ተወዳዳራይ ነፀላ ዋጋ ብምምላእ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ግብሪ ዝተከፈለሉ ናይ ቲን ናምበር መለለይ ካርድ መረዳእታ ፎቶ ከፒ

3 ግዚኢት ካብ 10000.00 2 ሚኢታዊ ካባኩም ተቀንሱ ኣብ ቢሮ ተቆርፁ ደረሰኝ ንከፈላይ ዝወሃብ ምካኑ

ዝበለፀ ሓበሬታ 09 01 97 47 14 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ