ንቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕልን ንእሽተይ ማስታወሻ ንምግዛእ ስለዝደሊ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 09:30 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ

2 ቲ ናምበር ዘቅርብ

3 ዝተሐደሰ መቅረባነት ሰርተፊኬት ዘቅርብ

ተቁ

ዝርዝር ዓይነት ንብረት

መፍለይ

መለክዒ

በዝሒ

ማስታወሻ

ንእሽተይ ብሳምፕል መሰረት

ቁፅሪ

600

 4 ካብ 15-17/2012 ሰዓት 9:00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 17/2012  ሰዓት 9:30 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ መዓልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ

6 ዝምላእ ዋጋ  ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፖታ ምስተከፈተ ንተ መዓልቲ ጥራሕ ይከዉን

7 እዚ ፕሮፎርማ ዕደጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

8 በዚ ዉዕሊ ክፍፀም ዘይከኣለ ተወዳደሪ ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንክይወዳደር ከምዝእገድ ፊሊጡ ክወዳደር ይግባእ

ስልኪ ቁፅሪ 0344404715

መመለስ
የጨረታ ምድብ