ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ትርከብ መኪና ግልጋሎት ዝከዉን ኣቅሑት ንምዕዳግ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 11:31 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ተቁ

ዝርዝር ንበረት

መግለፂ

ሞዴል

መጠን

በዝሒ

1

ቅድሚት ፀጋም በሪ ናይ ደገ ሃንድል

69220-90Koo

HZj 79

pcs

1

2

ላዕላዋይ  ቮል ጆይንት

43310-09015

Lan 25 & Kun25

pcs

4

3

ታሕተዋይ ቮል ጆይንት

43330-09015

Lan 25 & Kun25

pcs

4

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/12/2011 ክሳብ 17/12/2011 ዓም ሰዓት 11:30

3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ባትሪ ዘርፊ ዝተሰማረኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱን ኣብ ናይ መቅረባይነት ሰረተፊኬት ዝተመዝገቡ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 11:30 ጀሚሩ

5 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ስልኪ ቁፅሪ 0344409343

መመለስ
የጨረታ ምድብ