ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ቦልደን ባትሪ

70A

ቁፅሪ

04

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/12/2011 ዓ/ም እስካብ 15/12/2011 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/12/2011 ሰዓት 9፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 15/12/2011 ሰዓት 9፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37/03-44-40-01-58 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ