ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/ልምዓት ፣ ህንፃ ሹም ከ/መቀለ ግልጋሎት ዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ግዝኢት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 03:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያ

205R16C697

ቁፅሪ

05

2

ኣሲድ ምምላእ

ሊትሮ

141

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 14/12/2011 ክሳብ ዕለት 16/12/2011 ዓም ሰዓት 11:00

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 17/12/2011 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00

4 ኣድራሻና ጥቃ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ሓዱሽ ህንፃ ኦፕሬሽን አግዛኢ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 034

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342408757

መመለስ
የጨረታ ምድብ