ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክከ/ዓ ሓቂ ኣጎልግሎት ዝወዕል ናይ መኪና ባትሪ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ከተቅርቡ ይክእሉ ነጋዶ ምልክታ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 04:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ናይ መኪና ባትሪ

x-pro 60 amper

ቁፅሪ

01

1 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃደ እና መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

 2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403728 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ