ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ስፔር ፓርት ንምገዛእ ስለ ዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 03:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቅርበ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘቕርብ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

Piston STD

13101-17100-01

set

01

2

CRANCK SHALFT PULLEY

Based on sample

pcs

02

4 ካብ 13-15/12/2011 ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 16/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት
5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጠ 4 መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

6 ኣድራሻ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክአሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ