ኣብያተ ፍርዲ ቃፍታ ሑመራን ሰቲት ሑመራን ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቁሕት ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተር ፣ ሕትመት፣ ኣቁሑት ቢሮን ተዛመድትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል ፣

2 ግብሪ ዝከፈለን መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል፤ ናይ ወርሒ ሓምለ 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ካርድ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርቡ ዝከእሉን

 5 መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክአሉ

7 እቲ ጨረታ ካብ 14/12/2011ዓ/ም ክሳብ 28/12/2011 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ 28/12/2011 ሰዓት 4፡00 ታዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

8 ተወዳደርቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕድሕድ ገፅ ማህተም፣ ፌርማ ፣ ቅጥዒ፣ ናይ ተጫራታይ ክህልዎ ይግባእ

9 ተወዳደርቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምካኑ ክትገልፁ ይግባእ እንተዘይተሓዊሱ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ጌርካ ይሕሰብ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ናይ ዝግዛእ ኣቅሓ ካብ ሕድሕድ ነፃላ ኣቅሓ ክሳብ  20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ

11 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ዝክአል

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ መዓልቲ 30ተከታተልቲ መዓልቲ እዩ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0342480603 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s