ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማእኸላይ ሻንጣን ምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም ከማኡ ዝግበኦም ቅድመ ኩነታት
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ነሓሰ 12, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 03:00 ጥዋት
  • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሴርትፊኬት ዘቕርብ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ማአኸላይ ሻንጣ

ብሳምፕል መሰረት

ቁፅሪ

70

1 ፕሮፎርማ ካብ 09-13/12/2011 ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 14/12/2011 ሰዓት 3፡00 ይክፈት

2 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 4 መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ