ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ናይ ሕተመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 09:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን

2 ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ

4 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሩኩምን ናይ መቕረባይነት ምስከር ወረቐት  ኮፒ ምስ ሙሉእ ዶክሜንትኩም ብምትሕሓዝ ክተቕርቡ ትኽእሉ

5 ተጫረቲ  ሽም ፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ከተቕቡ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዕለት 10/12/2011 ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብ ክልል ትግራይ ደጀን ቢሮ 1-06 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ