ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 03:00 ጥዋት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ኣምፖል

 60

ቁፅሪ

15

2

ኖርማል ኣምፖል

ኖርማል

ቁፅሪ

15

3

ፈሎረሰንት ኣምፖል

ፋረሰንት

ቁፅሪ

04

4

ፊዉዝ ናይ ፋሎረሰንት

ቁፅሪ

08

5

ፋሎረሰንት ምስ ሓቃፊኡ

ባዓል ሓደ

ቁፅሪ

10

6

ፋሎረሰንት ምስ ሓቃፊኡ /ኮምፒሊት

በዓል ክልተ

ቁፅሪ

06

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ማሕበር ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቲን ናምበር ሰነድ ኮፒ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 8/12/2011 ሰዓት 11፡00  

3 ፕሮፎርማ ዕለት 08/12/2011 ሰዓት 10፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 03፡00 ዝክፈት ይከዉን

5 ቤት ፅሕፈትና በጀት ብምግባር 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ

ኣድራሻ - ኣብ ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተክርስትያን

   ተወሳኪ ሓበሬታ  03 -42 -40-87-57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ