ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 04:30 ጥዋት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ሲሚንቶ

2ይ ደረጃ

ብኩንታል

60

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ፣ ኮፒ ሰነድ ዘቅርብ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 6/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/12/2011 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 10/12/2011 4፡00 ተዓፅዩ  በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ዝክፈት ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 41 30 07/ 03 42 40 91  ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ