1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ነግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ
2 ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቕመጦ ዝርዝር መግለፂ ስፔስሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኩም ብዝተኣሸገ ኢንቮሎቭ ካብ ዕለት 03/12/2011ዓ/ም ክሳብ 07/12/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡15 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 07/12/2011 ድሕሪ ሰዓት 10፡15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10፡30 ኣብ ኣካዳሚ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ይክፈት
4 ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ናብ ኣካዳሚና ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣታዊ ክገበሩ ኣለዎም
5 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | መርበብ ኩዕሶ | Mikasa | ቁፅሪ | 02 |
2 | መንፍሒ ኩዕሶ | ዓብይ | ቁፅሪ | 02 |
3 | መርፍእ | ብረት | ቁፅሪ | 05 |
4 | ራኬት ጠረዼዛ | በዓል ስፖንጅ | ቁፅሪ | 04 |
5 | ሜዳልያ | ቴንስ ምስሊ ዘለዎ ወርቂ 3፣ ብሩር 3 ፣ ነሓስ 2 መርበብ ኩዕሶ ምስሊ ዘለዎ ወርቂ 8፣ብሩር8፡ ነሓስ 6 | ቁፅሪ | 30 |
6 | ዋንጫ ዓብይ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 1 |
7 | ዋንጫ ማእከላይ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 1 |
8 | ዋንጫ ንእሽተይ | 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 1 |
9 | ፊሽካ | Fax40 | ቁፅሪ | 03 |
10 | ኩዕሶ ጠረዼዛ ቴንስ | White /yellow | ፓኬት | 02 |
11 | ኔት ጠረዼዛ ቴንስ | ምስ ብረት ወጣሪ | ቁፅሪ | 01 |