ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንእሽተይ ማስታወሻ ንምገዛእ ስለ ዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 03:00 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር  ዘቅርበ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘቕርብ

4 ካብ 03-07/12/2011 ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 8/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት
5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጠ 4 መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

6 ኣድራሻ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክአሉ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ማስታወሻ

ንእሽተይ

ፓድ

6000

መመለስ
የጨረታ ምድብ