ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ንዝኽበር በዓል ኣሸንዳ 2011 ዓ/ም ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መደረኽ ላይት መብራህቲ ፣ ሳዉንድ ሲስተም ፣ ርችት፣ ዱንካናት ኣናእሽተይ ስቴጃት ፣ ወናብር፣ ምንፃፍ ፣ ፋዉንቴን ፡ተፈጥራኣዊ ዕምበባ ካልኦት ንምክራይ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 10:30 ከሰአት
  • ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/
  • Print
  • Pdf

እዞም ንብረታት ንምክራይ ዕለት 19/11/2011 ቁፅሪ 204/24 ምልክታ ጨረታ ኣዉፅኢና ተለጢፍልና ከም ዝነበረ ይዝከር

ብምካኑ አቲ ጨረታ ዕለት 19/11/2011 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት  11፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዪ ዕለት 10/12/2011 ሰዓት 4፡ 00 ይክፈት ዝብል ዝነበረ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 09/12/2012 ሰዓት 10፡30 ብዝብል ዝተስተኻኸለ ምካ እናሓበርና ምስ እዚይ ተታሓሒዙ ብዘሎ ምልክታ ጨረታ ንክቅየረልና ብትሕትና ንሓትት  

መመለስ
የጨረታ ምድብ