ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ስፖርት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 09:10 ከሰአት
  • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ዳርት 1ይ ደረጃ

ብሳምፕል

ብቁፅሪ

10

2

ቼዝ 1ይ ደረጃ

ብጣዉላ ዓብዩ

04

1 ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ፣ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ እዉን ቲን /ቲን ናምበር/ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን መቕረባይነት ቲን ቁፅርን መረዳእታ ከቕቡ ኣለዎም

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/12/2011ዓ/ም ክሳብ  03/12/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ዝክእል ኮይኑ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡10 ይክፈት

4 ናይዚ ፕሮፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ከ ቐ/ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባ ጁቡሩክ ቀ/ወያነ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከባ ዉርድ ኢልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 14 እናመፃኩም ምዉሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ዝካኣል ይከዉን

ተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 442 40 51 23 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል 

መመለስ
የጨረታ ምድብ